.bsct.org

We serve Jesus Christ by serving His people

 

ሰላም ንዓኹም!

እንቛዕ ብድሓን ናብ ብርሃን ሰማይ - መጻእኩም። ፍቕሪ እግዚኣብሔርን ሰላም ጎይታና የሱስ ክርስቶስን ንዓኹም ይኹን።

 

BSCT Church

 

ዕላማን ተግባርን ብርሃን ሰማይ ቤተክርስትያን ቶሮንቶ

  1. ንእግዚኣብሄር ብመንፈስን ብሓቅን ምምላክ
    ዮሃ. 4፥23-24።
  2. ቃል እግዚኣብሄር ብምልኣት ምስባኽን ምምሃርን
    ማቴ. 28፥19-20፤ ማር. 16፥15፤ ግብ. ሃዋ. 1፥8፤ ኤፌ. 3፥8።
  3. ንምእመናን ብመንፈሳዊ ህይወቶም ክዓብዩን ክድልድሉን ምግባር
    ኤፌ. 4፥11-15፤ 1ተሰ. 5፥11፤ እብ. 10፥25።
  4. ንምእመናን ንመንፈሳዊ ኣገልግሎት ምድላውን ምልኣኽን ምትብባዕን
    1ቈረ. 16፥15-16፤ 1ተሰ. 5፥12-13።
  5. ስርዓታት ቤተክርስትያን ምፍጻም
    ማቴ. 3፥13-17፤ ማቴ. 28፥19-20፤ ሉቃ. 22፥19-20፤ ግ. ሃዋ. 2፥38-39።
  6. ንሽጉራታን መበለታታን ምርዳእ
    ሮሜ. 15፥25-27፤ ገላ. 6፥10፤ 1ጢሞ. 5፥16።